መቐለ ዩኒቨርሲቲ ምስ ማሕበር ሙሁራት ስፖርት ትግራይ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።

 መቐለ ዩኒቨርሲቲ ምስ ማሕበር ሙሁራት ስፖርት ትግራይ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
ሎሚ ዕለት 16/9/2016ዓ/ም መቐለ ዩኒቨርሲቲ ምስ ማሕበር ሙሁራት ስፖርት ትግራይ አብ ዋና ቐፅሪ ኣዳራሽ ማናጅመንት ሰነድ ስምምዕነት ሓቢርካ ምስራሕ ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት ብስልጠና፣ ዓለም ለኻዊ ርክባትን ምምሕልላፍ ቴክኖሎጂን ሓበራዊ ስራሕቲ ብምስራሕ፤ ስፖርት ትግራይ ናብ ዘሓሸ ብራኸ ንምብፃሕ ዝዓለመ ምዃኑ ነቲ ሰነድ ስምምዕነት ዝተፈራረሙ ምክትል ፕሬዝደንት ኣካዳሚክስ መቐለ ዩኒቨርሲቲ ዶ/ር ዓብደል ቃድር ከዲርን ተወካሊ ማሕበር ምሁራት ስፖርት ትግራይ ዶ/ር ከሳቴ ለገሠን ገሊፆም

መዩ ስፖርት ት ሰነድ ተፈራሪ